SELMI HASAB S2 P130 BY HABTOM @Habtom Entertainment https://youtu.be/6KVYclIB774 🔥 ንኹሉ ሰብ ንምብጻሕ ላይክን ሼርን ሃይፕን ( 🚀 Hype) ንግበሮ! ኩሉ ግዜ ብሉጽ ትሕዝቶ ንምቕራብ ሓገዝኩም ኣይፈለየና። 💥 Let's smash the like button, share it everywhere, and hype the video! Your support helps us keep bringing you the best content. 🔔 ላይክ፡ ሼር ከምኡ ውን ሳብስክራይብ ብምግባር ደገፍኩም ኣየርሕቁ። ቪድዮና ንምብጻሕ ሃይፕ ( 🚀 Hype) ግበሩዎ! 👍 Like, share, and subscribe to support our channel. 🚀 Don't forget to hype this video!
ADVERTISEMENT
ሎሚ ኣቡነ ኣምረጋዊ ዩ ኩላትና ኣብ ስደት ዘለና ኣቡነ ኣረጋዊ ገጽ ስድራና የርኤና
Luwam tfetah tblu❤❤
ለዋመይ መጨረሻኪ የፀበቆ ደራሲ ግን ካበ ርእሲ ለዋም ወረደ ያኣክላ ሰቃይ 😢
እዛ ፖሊስ ኮይና ትዋሳእ ዘላ ግን ብልፅቲ እለያ ኣለኹ🤙👌🥰
ሎሚ ዕለት ፃዲቁ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦና እዩ ከምቲ ከማይ ከብ ፀልማትን ሕማቅ ሂወትን ዘዉፀኡኒ ንዓኹም እዉን አብ ፀገምን ፀበባን ስዓት ካብ ኩፈእ ዝበለ የዉፅእኹም🎉🎉🎉🎉
ኣቡነ ኣረጋዊ ሰላም ቅሳነት ይዓድለና ሰናይ ቀዳም ሰንበት ይግበረልና🙏 ናይ ልዋም ነገር ግን
እዛ ፊልም ንዊሓትና ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ተትቐርበልና ጽቡቕ ኔሩ ❤❤❤🙏🙏🙏
Lwam& Abiner like
ኣብ ዘሃሊና ሃሊና ጻዲቅ ኣብነ ኣረጋዊ ኣቦና ብኣማላድነቱ ይሓልወና
ቀታሊ ሓፋቱ በርሀ ዓንጃል ኢዮ ኣነ ሪግጸኛ ኢየ ልዋም ቀታሊት ኣይኮነትን
ናይ ልዋምን ናይ አብነርን ይኣከል ስቅይ 😢
ናይ ፃድቅ አቡነ አረጋዊ በረከቶም አይፈለየና ካብ ቅድስት እድና ይስኃቅ ተወሊዶም ሃገሮም ሮሜ ብቅድስና ዝዓበዩ ዓለም ንዒቆም ንግስና ሓዲጎም ሙሉእ ሂወቶም እግዚአብሔር ከገልግሉ ዝመነኑ በረከቶም ይሕደረና❤
ዛ ፊልም ተትዉዳእ ዳበልና ንሓስብ ተኸታተልቲ ተተወዲኣ ቀጨውጨው ክብለና ዩ 😅😅😅😅
ኣነስ ብልዋም ጭነቀት ኣጥርየ 😢ምሓርዋሰ ከ ሰላም ሃብዋ
እዛ ፖሊስ ኮይና ትዋሳእ ዘላ ግን ብጣዕሚ ጎበዝ እያ 👌👌❤❤
ኣነ ዝገርመኒ ከሉ ግዜ ኣብ ባዓላት ትዝርጋሕ ኣበነ ኣረጋዊ ንኹላህና ኣኣብ ዘለናዮ ይሓሉወና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቀታሊ እቲኣ ሰበይቲ በርሀ ከይኮነ ኣይተርፍን እዋይ እዚ ኣምሰሉ ሓላይ ከኣ ይመስል 😢😢😢😢
ዳራሲ ቁሩብ ንልዋም ሪሂዋ ክንርእያ ንደሊ!!! ምኽንያቱ ድሕሪ ጸበባ ራህዋ ዝባሃል አሎ: በረኸትን ልዋምን ክዕወቱ አለዎም🙏
ሕጂ ሕጁስ ትድብር ኣላ ኮለል ጥራሕ ብዙሓት ነገራት መፈፀምታ ዘይብሎም ለለ ሓዱሽ ተውጥን ደራሲ 😂😂😂ጉዳይ ረዘነ ጉዳይ ኣብርሃም ጉዳይ ወልዱ ኮታስ ብዙሓት😂
መርሓባ ጥዑማት ድምጺ ደቒ ኤረይይ ርሑስ ብዓል ቕንያት ናጽነት❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤