new eritrean movie#eritrean music#comedy#merhawi afewerki#ella tv#waka tv#zelato#eritrean tiktok#hdmona nebarit#mewaelti#gere emun#kbret
Sign in to join the conversation
ብዘይካ ንብዓት መልሲ የብለይን 😭😭😭
I can’t stop crying 😢
እዛ ፊልም ኣዝያ ተንኪፋትኒ ወዲ የ ኣቦ ክልተ ቆልዑ ሎሚ ነዛ ዛንታ ምስ ረኣኹ ንብዓተይ ንውሽጠይ ዝገብሮ ዝነበርኩ ሎሚ ግን ንብዓት የዒንተይ ስዒሮሙኒ ንደገ ወጽዮም እታ ዛንታ ትመሳሰል ያ ምኽንያቱ ንነብስና ገዲፍና ንኹሉ ንኸውን ጸገም ውሽጥና መን ይፈልጠልና ብጣዕሚ የቐንየልና ነዛ ዛንታ ናብ ፊልም ቀይርኩም ህዝቢ ክሪኣ ዝገበርኩም
ንኩለን ኣሕዋትና ኣብ ስደት ዘኢዋ ትገልጽ ፊልም ያ 😢😢😢
እዚ ዛንታ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ እዩ። መራ ከኣ እቲ ተሓቢኡ ዘሎ ቁስሊ ህዝብና በዛ ሓጻርን ሓቀኛን ፊልም ጌርካ ገል ክፋል ናብራና ክትገልጾ ምፍታንካ ምስጋና ይግበኣካ። ነቶም ኣብ ኤርትራን ኣፍሪቃን እንዳተቀመጥና ነሕዋትናን ፈተውትናን ነሸግር ዝነበርና ዘለናን ከኣ ዓቢ ትምርቲ ትኮነና እያ። ነቶም ንዓና ክጥዕመና ኢሎም መስዋእቲ ዝከፈሉን ዝከፍሉን ዘለዉ የሕዋትና ብፍላይ ንደቀንስትዮ ኣሓትና ንኽንክሕስ ምስ ነብስና ቃል ንኣትወሉ ግዜ ድማ እዩ። #እቶም ኣብ ሃገራት ኤውርጳን፡ ኣመሪካ ካናዳ ን ካልእል ቁስልና ሓቢእና ንስድራን ፌተሰብን ክንብል ሂወና ንርስዕ ከኣ እቲ ሓቀኛ ናብራና ነሕልፎ ዘለና ሂወትን ከመይ ይመስልን ንስድራና ክንነግሮምን ከነረድኦም ድማ ግድን ዩ። -- ብዝኮነ በዚ ኣጋጣሚ ንስድራን ክትሕግዙን ክትኣልዩን ደም ትርህጹ ዘለኩም የሕዋት ክብሪ ንዓኩም ይኩን----
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ፊሊም 😢😢😢ህሉዉ ኩኖታትና ትገልጽ😢😢😢😢😢ኣየ ወ ዝለናዮ ሂወት😢😢😢
እዛ ፊልም ኣደታት ኤርትራ ይርኣይኣ ንሰን እየን ገዲደን ዘለዋ መርዓ ኣዝማደን ከሕልፋ ደቀን ከርተት ዘብላ
መን ይፈልጠልካ ዘለኻዮ ሂወት ግን 😢
ጸሃየ ተቀያማይ እዩ ኸኣ ይበሃለለይ።ዋላ ብኡ ገሩ ባዉ ዘይብል
ብጣዕሚ ትሕዝነካ ንብዓት አይክአልኩን ግን ናይ ብሓቂ ጅግና ሓዋ ኪሕስዋ መርሃዊ ብዙሕ ዝነኣድ ስራሕ ስሪሒካ ነመስግነካ ብሕጂ ካልአ ትሕዝቶ ሒዝኩም ምስ ሰኑ ክትመጹና ክጽበ ኢየ 🎉🎉❤❤
መግለጺ ስኢነልካ መርሃዊ በቃ ዝብሎ ጠፊኡኒ፡ ብንብዓት ወዲኤያ😢😢😢😢😢😢
ንዓይ ኢላ ዝተሰርሐት ፊሊም ሓውይ ብሊብያ ኣሽሓት ከፊለ ኤሮፓ ምስ የእተክዎ ናብ ገዛይ ተቀቢለ ን 1 ወርሒ ምሳይ የዕሪፈዮ ርእስካ ዝሕምም ዘረባ ዝተዛረበኒን ካልእ ካባይ ዝተጸበዮን ተዘኪርኒ ኣሕሕ ንስካ ትቅበል ሓብቲ ረኪብካ ኣነ ግን ዝቅበል ሰብን ሓብትን ኣይረከብኩን ክብሎ ይዝከረኒ😢😢😢😢😢😢
,ዓሕ ታሪኽ ሰላም ሓፍተይ ጺሕፍካዮ መራ ሓወይ አነ ውን ወዳን ሓዋን ክኸውን የ ዓኽኽኽኽ ሓፍተይ ዘላቶ
ነዚ ኢና ንህልፍ ዘለና ተረዱኡና ኣህዋተይ ኣብ ኣፍሪቃ ኮንካ ቀሊል ይመስለክም ሂወት ካናዳ ሂወት አሮፓ
I can’t stop crying 😭 uuff
ናይ ብሓቒ ንኹሉ ኩነታት ትገልፀ ፊልሚ 😭👏👏👏
ጸሃየ ነብስካ ኣሚንካ መርዓ ቁጸር።ሰብ ኣይተሸግር
ዘለናዮ ሂወት ኣንሕና ዓጊብና ኣይ ስድራና የዕጊብና 😢😢
ሰላም ክቡር ሓው ደራሲ እዛ ፊልም ኣዝያ መሃሪትን መሳጢትን ዳርጋ ኩላተን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ዝሓልፍኦ ዘለዋ ናብራ እዪ ብሓፈሻ ብሕጂ ውን ብዙሕ ምረት😢 ዝበዝሖ ናብራ ስደት ምጽሓፍ ጥራይ ዘድልዮ ኣሎ እሞ ብመልክዕ ፍልም ክትስተሖ ኣምላክ ይሓግዝካ
ሂወተይ ኣብ ቲቪ ሪኤያ😂😂😂😂