ክብረት - መወዳ እታ ክፋል ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 57 | Eritrean Drama - Kibret (Part 57) - May 17, 2026 #eritrea #eritrean Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. Follow us on facebook: https://www.facebook.com/DendenMedia/ For additional access point for ERi-TV YouTube postings join our channel on Telegram https://t.me/DendenMedia To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit https://www.dendenmedia.com/ To access ERi-TV Official YouTube Chanel visit https://www.youtube.com/c/EriTVEritreaOfficial To access DimTsi Hafash Official YouTube Chanel visit https://www.youtube.com/channel/UCaAisiwRE5DyuCGe8k81T-Q/videos
ADVERTISEMENT
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ገዛ ዘሎ ቁሉውላው ነጊርክልና 😢ዛንታ ገዛና ብ ፊልም ሪኤዬ 😢ተስፋ ይገብር ናይ ገዛና ናትና ውን ብከምዚ ክዛዘም እሞ ካብ ቤት-ፍርድን ኮለልን ከነዕርፍ ኣሜን!!!!!!
ኤልሳ ኪዳኔ አደናቅሸነኝ 🤝 የዓምቱ ምርጥ ፊልም✔️
ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ኢትዮጵያ ህዝቢ ሱዳን ኩሉ ዓለም ሰላም ብኣምላኽ። ሰላም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣምላኽ ይባርኽ።welcome back God bless you all
ዓማጺ በዳሊ ኣቅሓሪ ኩሉ ግዜ ዘጥፈእ ኣጥፊኡ ብይቅሬታ ይዛዝሞ 😢😢😢 ከቢድዩ ተበዳሊ ሙካን
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ፡ ሕብረተሰብና ብዙሕ ተማሂሩላ ክኸውን ተስፋ እግብር። ርሑስ ቅንያት ናጽነት፡ ሰሰናዩ! ✝️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐🌟💪❤️🌺🌹
ኤልሳ ክዳነ ብልጽቲ ናይ 2026 🥇 🏆 ድርሰት 100 % ትወና 100% ዳይረክቲን 100% ትሕዝቶ ቁምነገር 100% ብዓበይቲ ምሩጻት ከዋኽብቲ ተኸቢብኪ ካብ ዝነበርክዬ ንላዕሊ ከም ጸሓይ ንግሆ ደሚቕኪ ሰሙናዊ ብሃንቀውታ ደስታን ተኸታቲልናኪ የቐንየልና ቀልጢፍኪ ተመለስና ዕድመን ጥዕናን ሰሰናዩን ይሃብኪ አዝየ እየ ዘድንቐኪ ዘኽብረኪ ዝፈትወኪ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾👍👌👏🫶
በጃኹም በጃኹም በጃኹም እዛ ፊልም ኣይትውድእዋ። እንተወሓደ 2ይ ክፋል ክህልወካ ኣለዎ ክንናፍቐካ ኢና። Please please please don't finish this movie. At least you have to have part 2 we're going to miss you. God bless you all
ጹቡቅ መደብ ግንስ ኣብ መወዳእታ ኣይ ግድን ዝክሪ ጥራይ ገይርኩማ
ጽቡቅ ኣፈጻጽማ,, ሄለን ጊን ኣብ መፈጸምታ ክትህሉ ይግባእ ነሩ🙊. ክብረት (ኤልሲ) ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ❤ ከምኡ' ውን ተዎሳእቲ👌
💊🇪🇷💊🇪🇷💊🇪🇷💊🇪🇷💊🇪🇷💊🇪🇷💊🇪🇷
ገለ ዓይነት ክብረት 🎉 ኣብ ገዛ ገዛ ናይ ኣስመራ ክምዚ ሽግር ማዓት ኢዩ ዘሎ ብድራማ ዘምጽእክሞ 🎉 ሙሉእ ክብረት ኣለኒ . ብዉሽጣ ትሓምም ብዙሓት ሰባት ኢዮም ዘልዉ ... ወላ ኣይንሽጥ ተፋቂርኩም ንብሩ ዝብልካዮም ካልእ live ይስዕሮም ልቦና ይሃቦም ።
አዛ ኣዲኣ ንክብረት ፀሊአያ ክሞት በአነት 🥺
Nice ልብኻ ትትንክፍ ፊልሚ thanks 👑👑👑👑👑🎁🎁🎁🎁🌹🌹🌹🌹🌹
Welcome 🙏 dke,erai,kab tigray eya Like 👍 blune
ክብረት አብ አስመራ ጀሚረያ አብ ዓዲ እንግሊዝ ወዲኤያ ከም ሽማ ሕልና ንዓይ ብዙሕ ሚሂራትኒ አዛናጊዓትኒ ዘይውዳእ ላይክ ይህባ አሎኩ
ኤልሳን መሳርሕትኽን ክብሪ ይግብአኩም ኢዩ። ጽብቅቲ ፍሊም። አብ ኤርትራ ደሎ ህዝብና ፡ እንታይ ዝኸውን ናይ ቱሩኪ ፍሊም ። ናይ ዓድኹም አለኩም ዝበለጸ ፍሊም፡ ናይ ሃገርኩም ንአዱ። ኤልሳ ዕድመ ይሃብኪ፡ ብኻልእ ፍሊም ክንጸበየኪ ኢና። ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተበዓታይ ፊሊም ኢያ ነይራ ❤ኬፍ ኣለዋ
ብጣዕሚ ጽብቅ አወዳድአ ኤሉሱ አንበስቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ መሃሪት ፊልም ብልጽቲ ኤልሳ ሓፍተይ ኣጆኺ ብኻልእ ስራሕ ቀልጢፍኪ ክትመጽና ብተስፋ ንጽበ ሰሰናዩ ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢ ዓለም ብሕፈሻ ይምነ !
🙏🙏💖❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️