ሓዳሽ ፊልም ኣብ ቻነልና ላትኩም 👉https://youtu.be/UWUYsvBHekc ሰልሚ ሓሳብ 129 SELMI HASAB S2 P129 BY HABTOM https://youtu.be/50gwdJvV2BE
Sign in to join the conversation
ኣብ ሶሙን 2 ጊዜ ትኩን ትብሉ ❤
ኣንታ ክቡር ደራሲ፡ እዛ ልዋም ሲ እንታይ ገበረትካ ከምዚ ገርካ ተሳቕያ😢
Kezi kemay 5 amet zeketatlukm sebat abey alokoum like regxu
ንማማ ሳባ ዝፈትው ከምዚ ከማይ❤❤❤❤😻
ደራሲ ግን ክትጭክን ንልዋም ወጺዕካያ😢
ለዋመይ ምሰክን ደራማ ምኳኑ ላፈለጠኩሰ አሕዚናትኒ😢😢
ሰልሚ ሓሳብ ዝደረሰ ክሽለም ኣለዋ ትብሉ ተዋሳእቲ ከኣ ብሓዕሚ ንፍዓት ልዋም ኣደግጻትኒ 😢😢😢😢😢😢😢😢
እንኳዕ አብፀሐኩም ንአጋእዝት ቅድስት ስላሴ ቤት አቦና አብርኃም ዝባረኩ ሂወትና ይባርኩልና❤
በርሀ ብዕራይ ኣይተሕርቀኒ ስከ 😂
Enkau nab baul slasie bselam abxhana ab zhalena halina slasie yhalwena 🙏🙏🙏
አረ ኣቢነር እና ልዋም ካብ ችግር ኣውጽእዎም ንሳቶም ጥራይ ኣብ ችግር ይኹን።አረ ሓቂ ይውጻእ❤😢
ናይዛ ፍልም ደራሲ ክስለም ኣለዎ ትብሉ ላይክ ግበሩ ኣነሲ ልዋም ኣሕዚናትኒ ❤❤
ኣብዘ ሃልና ሃሊና ሰላሰ ኣጋእዝቲ ዓልም ይሓልወና
Kemzi kemay alo do ms luwam zbekey bejakum luwam aytbedlwa 😢😢😢😢😢😢
15 ዓመት ነቢዐ ዘይፈልት ልዋም ኣንቢዕክኒ
መርሃባ ደቂ ኤሬይ እንቆዕ ድሃን መጻኩም ኣጋእዝቲ ስላሴ ብዓሎም ኣብ ዝሓለናዮ ይሓልዉና ምሳና ዉዒሎም ምሳና ይሕደሩ ❤❤❤❤❤❤ ስደትና ይሕጹርልና
ኡፍፍፍ😢😢😢ፍትሒ ንልዋም ዋእ ቂም ነይሩካ ድዩ ምስኣ ክቡር ደራሲ😢😢😢
ሳባየይይ ጅግና❤❤❤
ሉዋም ስቃይ በዚሒዋ 😢
ኣቱም ሰባት ከመይ ዓይነት ደራሲ እዩ ደሪስዋ? ገሪምና ኮ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ100/100