1ይ ዕለታዊ ዜና ስፖርት ሰኑይ 11 ግንቦት 2026፦ ባርሴሎና ቻምፕዮን ላሊጋ ኮይና ን100 ነጥቢ ተማዕዱ // 4 ትዕዝብታት ኣርሰናል ንዌስትሃም ዝረትዓትሉ
ADVERTISEMENT
Comments 100
martin_hayes:
ደገፍቲ ኣርሰናል እንቋዕ ሓጎሰኩም ኣነ እኳ ደጋፊ ሊቨር እያ በዛ ገበነኛ 115 oil ኽለብ …
More Like This
5:57
DUH/ USO KWA USO SHAFII DAUDA NA MILAJI WAMCHAMBUA DOUMBIA ANAFAA KUCHEZEA SIMBA ??
Sports
125
0
3:00
MGW & Dan Ndoye on Target! 🎯 | Liverpool 2-2 Nottingham Forest | Premier League Highlights 🎬
Sports
1.7k
58
8:15
SAME OLD SH*T 🤬😡 Tottenham 0-2 Newcastle EXPRESSIONS RANT
Sports
8.9k
100
7:53:08
Caymanas Park, Jamaica | Saturday, August 29, 2026
Sports
326
0
4:42
NRL 2026 | Roosters v Dolphins | Match Highlights | Round 26
Sports
1.6k
100
0:30
Manchester United already won the Premier League! 😭
Sports
17.1k
0
0:16
What it’s like to take photos at a Premier League match 📸 #pl #premierleague #newcastle #nufc
Sports
11.2k
75
0:23
Alisson Kicks Subs Board in Frustration ☹️
Sports
6.5k
100
You've reached the end
ደገፍቲ ኣርሰናል እንቋዕ ሓጎሰኩም ኣነ እኳ ደጋፊ ሊቨር እያ በዛ ገበነኛ 115 oil ኽለብ ንብርክት ዝበለ ዓመታት ልበይ ነዲደ እንድየ ሕጂ ግን ጸባ ሓሊብ ይሰቲ ኣለኩ🍶 ፋወል ኣይኮነን ፋወል ኣይኮነን ንዝብሉ SO WHAT ጥራይ በልዎም።
ጉዳይና ኣይኮነን ዋንጫና ጥራይ ሃቡና 🎉
ኣይትሕረቅ ደሓን የጋጥም ኢዩ ጎሮረኻ ከይትብተኽ Ganers ከምኡ ኢያ
እሞ ተሓነቑ እምበር ሕጂስ ፋወል ኢዩ
ኣያ ኤማ ጸረ ኣርሰናል ነዚ ከም ማይ ንግሆ ጽሩይ ዝኮነ ፋወል ሲ ክንድዚ መግለጺ የድልዮ እዩ።
Arsenal Arsenal Arsenal Arsenal Arsenal Arsenal Arsenal Arsenal Arsenal Arsenal ❤
Waw🎉🎉🎉🎉🎉congra arsenal
ናይ አርሰናል ደገፍቲ አለኩምዶ ከም ኤማ ናይ አርሰናል ጽልኢ ዘለዋ ተንታኒ ሰብ የለን ግን ንነብሱ ከም ገለልተኛ ጋዜጠኛ ኮይኑዩ ዝዛረብ ስለ አርሰናል ዝተዛረቡ ዘይምጥን ዝወረደ ዜና ኩሉ ግዜ ምስ አቅረበዩ ብጣዕሚ ለክባጥ ሰብዩ ስለ ካልኦት ክለባት አፉ ከፊቱ አይፈልጥንዩ
Ala Ema wedi shashu
ኦይ ሓደ ይበል ሓደ ጉዳይና ኣይኮነን ጥራይ ዋንጫ
Ema nska nbaelka entay tferd Abi gazietegna do aykonkan qulue faul do aykonen bzkone congratulations degefti Arsenal come on
Halewlow gdefu Arsenal for ever 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣብ ኘሪመርሊግ ኣብ ግዜ ኩርናዕ ምድፍፋእ ከምዘሎ ፍሉጥ እዩ። እዛ ትማሊ አንጻር ዳቪድ ረያ ዝተፈጸመ ፋውል ግን እቲ ሓደ ተጻዋታይ ሓንቲ ኢዱ ሒዝዎ እቲ ካልአይ ድማ ንደቪድ ረያ ማልይኡ ወጢጥዎ። ነዚ ፋውል ኣይኮነን ዝብል ሰብ ግን ዝዓበደ ወይ ብጽልኢ ኣርሰናል ዝቀሓረ ጥራይ እዩ ክኸውን ዝኽእል። 😅😅😅😅😅
በዚ ኾይኑ በቲ 3 ነጥቢ ወሲድና ኢና ።
Eway nasktkum mas Artata enty eu xagmkun
Arsenal wesida korika aleka Ema...U r professional journalist, be neutral, I am arsenal fun,but I don't hate man utd or Liverpool. At the end of the day ,it is game ,not war
Arteta hulkus
ይሎም ኣይበሉን ዘገድስ እስካ ከምጋዜጠኛ እንተኮይንካ ተጸወታይ ንተጻወታይ ኣብዝኮነ ሊግ ቁቡል እዬ ንቦርቴሌ አርሰናል ዝወጠጥሆ ኩሁሶ ዝከልሆ እንተ ኣሎ ንገረና
Kkkk only Arsu ❤❤❤😂
ሓሳድ ኢኻ ግን