ሰልሚ ሓሳብ 2 EP-128 - New Eritrean Film SELMI HASAB 2 EP-128 by HABTOM ANDEBERHAN https://youtu.be/4iPgIxQTGmg
Sign in to join the conversation
ብፍቅሪ ሰልሚ ሓሳብ ንዓርቢ ትፈትዋዋ ላይክ ሃቡኒ😂😂😂😂
ቀዳማይ ረኪበያ 😂😂😂😂 ኣብ ስደት ዘላና ብሰላም ገጽ ስድራና የርኤና ❤❤❤
ሓማት ልዋም ክሞታ የብለንን ትብሉ 👍👍👍
እንኳዕ አብፀሐና ልደታ ማርያም ናይ እኔና ድንግል ማርያም በረከታ ይሕደረና ካፍቶም በዓላታውን ዝተወለደትሉ መዓልቲ አብሊፃ ትፈትዋ እያ ❤
እንኻዕ ናብ ዓመታዊ ባዓል ማርያም ግንቦት ኣብጽሓኩም ኣብጽሓና ናዓመታ ከምዚ ሎሚ የጽንሓና🙏 ሰናይ ቅንያት 24ግንቦት🇪🇷💪🇪🇷
ኣይ ናይ ልዋም መከራ ዘይውዳእ ቀቲላታ ክብልዩ በርሀ ዝብኢ ውርሻ ክብል ሓፍቱ ጋሕ ኣቢልዋ 😢😢😢
ኡፍፍፍ አረ ልዋምምም ዐረፈቲ ሃብዋ😢😢😢 ፅጊሊል ዝከነት ሞቪ😢😢
ኣነ ዝገርመኒ እንተሃልዩ በቃ ብዘይ ወልሓደ ፍረ ክፋላት ጥራይ እያ ሸንኮለል ትብል ዘላ።ዋላ ሓንቲ ፍረ ትምህርቲ ወልሓን ሰሓብነት ተርእየላን።ኣብ ሓደ ዓይነት ዕንክሊል ጥራይ ትብል ዘላ ዛ ፊልም እዚኣ ደራሲ ህይወትካ ምሉእ ዕንክሊል ክትብል ነበረ።
Klte gze absemun sdedulna ❤🙏🏻🙏🏻
ናይ ናቱን ሰሉን ኣረዳድኣ ፡ ንሕዳር ገላ ዓይነት ምውህሃድ ዘለዎም ሰባት ። ሰልሚ ሓሳብ ጽብቕቲ ድርሰት ጽቡቕ ስራሕ ምስ ሰራሕቱ።
ክጽበ ዉዒለ ልዕሊ 20 ግዜ youtube ከፊተ😢❤
ደራሲ እንዳ ዩኤል ስድራ ብሞት ፈሪድካዮም ንልዋም ሕጂስ ይእከላ መከራ
ናይ ልዋምን ኣቢነርን መከራ መዓዝዩ ክዉዳእ😢
ታይ ያ ለቅነስ ፋይዳ ዘይ ብሉ ኮልል ብቻ ኮና😢😢😢
እዉይ እዚ ሓዋ ቀቲልዋ ኣሎ ፍሉጥ ውሪሻ ደልየ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እዋይ እዛ ፍልም ከለል ከና በጃኩ መፈጸምታ ኣርእና
ሓማት ልዋም ክመታ የብለንን ትቡሉ❤😢
Debesay weldu atywa dreset
ስልሚ ሓሳብ ዝፈትዋ ፍልሚ ❤ደቂ ኢሪየ ሽኮራት እንኳን ደና መጡ❤❤🎉
ኣቢነር ልዋም ግዛዕ ከይኮኑ በጃኹም ፊልምኹም ከይተበላሹ ው😢