1ይ ዕለታዊ ዜና ስፖርት ሓሙስ 7 ግንቦት 2026፦ PSG ጎብለል ኣውሮጳ'ዚ ጊዜ ድያ...ካብ 4 ትዕዝብታት / ፋሕብትን ኣትይዋ ዘሎ ርያል ማድሪድን ኲነታታን
ADVERTISEMENT
Comments 94
michelle_bryan:
ኣርሰናል ንአማንኤል ኣልአዛርን ነቶም pSG ብርግጽ ክትዕወተት እያ ዝብሉ ዘለው ተንተንቲ መል…
More Like This
2:15:16
#LIVE: SIMBA SC (2) VS (0) GEITA GOLD// LIGI KUU TANZANIA BARA// PIRA BIRIANI LINAPIGWA HAPA
Sports
187
0
8:26
#live SIMBA SC VS GEITA GOLD LEO (2 - 0)
Sports
0
0
1:54:16
🔴LIVE: Fountain Gate Vs Yanga 0-2 Ligi Kuu NBC 2026/2027
Sports
178
0
0:55
CHUGA BOY WA YANGA ALIVYOZUNGUMZA MAANDALİZİ YAKE
Sports
375
0
0:55
MDAU AIBUA HOJA NZITO BAADA YA KUOMBA KADI YA AZAM FC 2
Sports
360
0
1:59:18
🔴 LIVE: FOUMTAIN GATE FC VS YANGA SC | SHEIKH AMAN ABEID - ARUSHA
Sports
88
0
2:06:44
🔴#TBCLIVE: FOUNTAIN GATE FC (0) VS (2) YANGA SC | UWANJA WA SHEIKH AMRI ABEID | ARUSHA
Sports
85
0
1:32:06
🔴# LIVE: FOUNTAIN GATE (0) (2) YANGA SC (NBC PRIMIER LEAGUE)
Sports
138
0
You've reached the end
ኣርሰናል ንአማንኤል ኣልአዛርን ነቶም pSG ብርግጽ ክትዕወተት እያ ዝብሉ ዘለው ተንተንቲ መልሓሶም ከተሓይኾም እያ። በዓል ኣማንኤል ብዙሕ ዘይገልጽዎ ኣብዚ ዓመት ኣብ champions league ን ፒኤስጂ 22 ጎል ኣትይዋ አሎ። ንአርሰናል ግን 6 ጎል ጥራይ እዩ ኣትይዋ። ስለዚ ግንቦት 30 ጥራይ የራኽበና።❤❤❤❤❤❤❤
ዶንኬካ ኤማ ክጽበይካ ኣርፊደ ፕሊስ እባ ከምዚ ዓበይቲ ጸወታ ክካይድ ኮሉ ኣይትዶንግይና ኤማ በዓል መረዋሓ ጎሮሮ ❤❤❤❤❤
ኮንግራ ሲትዘንሰይይ በቶም ደቂ ተባዕትዮ ከኣ ኣብ ቀረባ ጊዜ ክንከውን ኢና ❤🎉🎉
arsenal fefew keteblaya ❤
Tankes Ema king ሕጅውን PSG እያ ክትወስዳ PSG 2 - 0 Arsenal
ሕጂ ግርም ኩሉ ፒኤስጂ ክትዕወት ይግምት ኣሎ እዚ ድማ ንኣርሰናል ጽቡቕ ዩ ካብ ሓሳድ የዒንቲ ድሒና 🎉 ጋነርስ ስራሕና ክንሰርሕ ኢና
100% Arsenal twesda
አማዊ 🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ልክዕ አብ ቸልሲ አውን ኩሉ ሰብ psg ትስዕር እዩ እለ ነይሩ
እታ ምሸት ፍልይትን ብልጽትን አርሰናል ንርኤላ ክትከውን እያ
Arsenal ktbdha eya❤❤❤❤🎉
Arsenal forever
ሽም መሲ እንተ ዘይጸዊዕካ የሕመካ እንዲዩ መሲ እኮ ኣብ ፓሪስ 2 ዓመት አዩ ጌሩ ኣቀዲማን ድሒራን ልባ ጠፊኡዋ ዝነበረት ጋንታ ብ ሰንኪ መሲ ክትብል ክትነብር
እምባፐ ብቅዓቱ'ኮ ዘይከሓድ እንተኾነ፡ ጠባዩ ግን ፕሮፈሽናል ስለዘይኮነ ንማድሪድ ከም ዘይከውን ንኩሉ ሰብ ንጹር'ዩ ኔሩ፡ ፍሎረንቲኖ ፔረዝ ጥራይ'ዩ ፈትይዎ፡ ናይ ኢዱ ከኣ ይኸፍሎ ኣሎ 😮😮😮
ARSENAL Tarik Kiserhu Eyom 💪✌️
👍👍👍
Arsenal 1-3 psg*u gmtey
Psg eya fineal 🏆👈💯. Kemti lmud eyu nay ዓሶ 🥈👈
Saka you aqemitwo ab jibue Haqi tezareb gunuf