℗ © Copyright: Harat entertainment. Any unauthorised use, copying, or distribution is strictly prohibited.harat entertaiment 2026 https://youtu.be/Den43uX6Egg #1millionveawseritrea #aledafontoura #hdmonamovie #hdmonfilm #hdmonanebarit #starentertainment #hdmona #alenawaltahager #solomedia #zenatigrigna #film #top #top10 #ella #ellatv #sesen #mahderna #waka #ararat #zeman #admas #admasmusic #admastigrigna #winta #adiam #nahomrecords #nahom #eden #semharyohannes #nahommeste #starentertainment #ሚድያ #ፊልም #ኮሜዲ #ዜና #ዜና_ሓፋሽ #ዜናትግርኛ #ሙዚቃ #ኤርትራ #ermiasasghedom #ቆርጫጭ #minecraft #eritrean #1million #eritreanmusic2022 #eritreanfilm2022 #admaseritrea #brukat #paradise #eritv #asmera #zula #lye #ata #dendenmedia #tigray #tigraynews #tigray_tv #tigray_war #tigray_media_house #tigraywar #fnanapp #lsantegaru #eritreaninterview #eritreannews #eritreanbestguayla #tigrigna #tigrignamusic #tigrignacomedy #tigrigna_news #tigrinaderfi #tigrinacomedy #tigrinacomedy #tigrina #Tedros Hagos (eruru)- Tehaguise#Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #EritreanselmiMisgunabraha #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio "New eritrean music #New #eritrean #music "Ethiopian music" #ethiopian #music #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2022 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecordsinc #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #ashamtv #tedyafroarmash
ADVERTISEMENT
ፈጣሪ ሓሳብ ልብና የስምረልና፡ፍቅርና ይመልኣልና፡ ቪቩ ከኣ ከም ልብኺ ይሃብኪ❤❤
ቪቩ ሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ቡኡነት ፃዕዳ ርግቢት ኾንኪ ኢኺ ትስምዕኒ i don't know why? be strong vivu haftey❤
ቪቩ ንፍዕቲ ጎበዝ ተዋሳኢት ኢኪ ኣድናቒኺ እየ፡ እዚ ናይ ሓሶት ፍቕሪ ፍቕሪ ምጽዋት ግን ንዓኺ ከም ጓል መጠን ዝጠቐመኪ ኣይመስለንን ንካልኦት እውን ሕማቕ ኣብነት እዩ። እኳ ድኣ ክሳራኡ ይበዝሕ ይብል ኣነ። ምክንያቱ ዋላ 'ኳ ኣፍቃሪ ኣለኪ ዶ የብልክን ኣፍልጦ እንተ ዘይብለይ ግን ርግጸኛ እየ እዚ ናትክን ናይ ኣብራሃምን ርክብ ሓቂ መሲልዎም ብዙሓት ብሓቂ ንሓዳር ንናብራ ደለይትኺ ከም ዝዓጸወልኪ ርዱእ ነገር እዩ። ቪቩ ሰብ እኮ ግዝያዊ ዝናኡ ኣብ ሰዓቱን ግዜኡን ናብ ነባሪ ረብሓ እንተ ዘይቀይርዎ ግዜ እንዳ ከደ ምስ ከደ ደለይቱ እንዳ ወሓዱ እዮም ዝኸዱ ብፍላይይ ከኣ ንኣርቲስት ክንደይ ዝና ዘይረኣና። ቪቩ ትፈልጢ ኢኪ ብዙሓት ምልኩዓት ኣርቲስት ሃገና ከምዚ ናትኩም ዓይነት ጸወታ ክጻወታ ክብላ ግዜአን ሓሽሸናኦ ከምኣ ኢለን ብውልቀን ኣዕሪበናኣ የዕርባኣ እውን ኣለዋ። ስለዚ እዚ ናይ ሓሶት ፍቕሪ ፍቕሪ ምጽዋት ከም ኣብነት እውን ሕማቕ ኣብነት እዩ ምሃሪ ኣይኮነን ንዓይ። ካልእ ብማዕዶ ከም ዝዕዘቦ ወልቃዊ ባህርኺ ምቅርቲ ፍጥረት ኢኪ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ዝሓፍተይ❤
ኣነስ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ቪቩ የዋህ ኾይና እያ ትስመዐኒ🌸
ቪቨይ ንዓኺ ዝወሰደ ተዓዲሉ እዩ❤❤❤
ቭቪይ ምቅርት ፍጥረት ፍትውትው በቃ❤❤❤❤❤❤
ቪቨይ ሽኮር ኣታሓሳስባኪ ማራ እየ ዘድንቀኪ. ከምቲ ተገሪሂኪ ትገብርዮ ኣምላክ ኣይጋደፈኪ
ጻዕዳ ርግቢት ዝኮነት ምቅርቲ ፍጥረት❤❤❤
ፅቡቅቲ ፍጥረት
Btami eki gn xbkti ❤
ፅቡቁ ናተኪ የረእየኒ ቢብተይ ፅብቅቲ ኣነሰ ብጣዕሚ እየ ዝፈተወኪ ፅብቅቲ ሓፈተይ❤👸❤
Vivey Habibiti Aytinbi Gual Edaga Hamus 😍😍😍
ቭቫየይ ሽኮር ኣጆኪ ምቅርተይ ከሓልፍ እዩ እዚ ከጠንከረኪ እዩ ዝገባኣ የኔ ቆንጆ❤❤❤
Kulu tgaru nfetweki❤❤💯💘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ጽቡቅ መደብ ጢኑ ቶሚ ብነብስኩም ፍቅሪ ኢኩም ትምህሩ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ፈጣሪ ጥም ግዜ የምጽኣልና ❤
Vivu ሽኮር ፈጣሪ ከም ልብኪ ይሃብኪ ሕጉስ ሂወት ክትመርሒ ትምኒት ኩልና ዩ so love u❤❤❤🎉🎉
ቪቨይ ጅብዕቲ😢❣️❣️
ግርህነትን ዕሽነትን ሓደ ዩ ግርህነትኪ ገደል ከይእትወኪ ተጠንቀቅ ናይ ሎሚ ሰብ ገርህ ተኮይንኪ ዓሻ ኮይንኪ እኪ ትስምዕየም ማዓር ሓፋተይ ❤ ሰላም ንወዲ ሰብ
ቪቩ ሽኮር ኣነስ ክፈትወኪ ምቅርቲ ዓለም❤❤
❤❤❤❤❤❤ amazing interview bro with sis edmen tenan yehabkum ahwayt🎉🎉🎉🎉