NEW 2026 ERI SITCOM 'MEWEALTI - መዋዕልቲ' PART 117(BY BRUNO)
ADVERTISEMENT
Comments 100
tracey_ramos:
ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ንዓኹምን ንስድራኹምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ስደት ተሃሊኹም ከ…
More Like This
23:21
Uzalo Season 12 Episode 106 | Today 23 July 2026 Full Episode
Comedy
1.0k
0
2:00
😂👦🏿📚⟪Everybody Hates Chris ⟫It’s such a blessing having a sister like this.#edit #shorts
Comedy
35.0k
0
1:17
Tom’s Frame-Up Farce
Comedy
13.3k
11
3:00
She Only Gave Them a Place to Stay—They Gave Her Back an Entire Dream.
Comedy
17.8k
100
0:33
Ben Crashed Out on Agents Cameraman! 💀😂
Comedy
67.8k
100
0:51
DONT EAT THE SOUR
Comedy
152.6k
0
2:27
Is Ireland the New Mediterranean?
Comedy
7.8k
100
0:18
How does that work? #ufcshorts
Comedy
14.2k
0
You've reached the end
ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ንዓኹምን ንስድራኹምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ስደት ተሃሊኹም ከዓ ምስትናፍቅዎ ገፅ ንገፅ የረኣኢኹም ፀፅብቁ እምበር ሕማቅ ኣየስምዕኹም ሰሰናዩ ንዓኹም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣደይ ፅገ ሃና ይምፃኣ ኢለ ፂሒፈ ኔረ ኣብ ታዓዘብትኹ ዘለኩም ክብር ከየድነቅክኹ ክሓልፍ ኣይክእልይ ኣብ ስራሕኹም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነይልኩም❤🥰
ቀዱማይ🎉❤🎉❤🎉ሸሉሙኔ ደቂ ኤሬ=ተጋሩ❤❤❤❤
ደራሲ ብርሃነ ብጣዓሚ ዝድነቅ ስራሓ
ኣድይ ጽግሃና ምጽን 🥰👌😂😂😂😂
ካብዛ ድራማ ዝተምሃርኩላ ❤ 1ይ ዕርዶም ክሃቢብ ከሎ ኩሎም መዋዕልቲ ክርሳዕ ድኽነቱ ጠቅሊሉ ረስዑ ከባጭወሎም ከሎ ሐዚ ግን ኣብ ኢድ እቶም ዝነዓቖም ወዲቑ 😊 ዝሸጥካላ እንቅዓ ዘይሸመትካላ ኣይትተርፍን ይብሉ ዓበይቲ 2ይ ትንሱእ ብከመይ ዝበለ ኮለል ዝተረኽበ ፍቕሪ ሐዚ ግን ኣብ ልዕሊ ሰብኣያ ክትጭድር ከላ 😴 3ይ ፍታዋ ዘይነብስኻ ምምሳል ውጽኢቱ ከምዘይረብሕ ከመይሲ እታ ዘለናያ ንኹን 4ይ ከዓ ኣደይ ጽጌ ሃና መጽሐፍ ከንቢባ ከለዋን ስልክ ከዕሊላ ከለዋን ክልተ ኮይነን ከምዚ ከማይ 😢 ልሳንኮ ሓዊ እዩ ይብል ያዕቆብ መልእኽቲ ምዕራፍ 3// ናይ ካኩ ከዓ ዘደንቕ ዩ ነደይ ጽጌ ሃና ብዘይ ድሌተን ኣንቢዓተን 100 ከዓ ተቐቢላ 😂😢
ከም መጀርበብ ሓደ ዓርኪ ኣለኒ ንጎሆ ዝሓተትካዮ ምሸት እዩ ዝምልሰልካ 😂😂
❤❤❤❤😂😂😂🎉🎉
Yes ኢለ ኸ ዳኣ ክሕጎስ ምስ ባዓል ዕርዶምን ካኩን ከምዛ ናይ ብሓቂ ሲኢኖም ዝረኸቡ ኮይኑ😂😂 ጢዕሙኒ❤😢 ደቂ ኤረይ ብሉጻት 🎉
ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናመቀረት ትኸይድ ኣላ መዋዕልቲ። ሓውኹም ካብ ትግራይ
ኣቦይ ሕሳቡ ጌረልኪ እንዴ ክብሉ ከለዉ ኬፍ እዮም ዝህቡኒ ገዲፎማ ከምኣ ምባል😂😂😂
ካኹ ሹኮር😂😂😂😂😂😂😂 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መዋዕልቲ ጽቡቃት❤❤❤❤❤❤
ፎርሳ ላይክ ኮመንት ነሓግዞም ኣየኽስረና ኣየድክመና ንእኦም ግን ኣባይ ሓገዝ ኢያ ኣይንብቐቀሎም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
መዋዕልቲ ናይ በሓቂ ትምህርቲ ሓዘል ኢያ,።
ብርሃነ ኽፍሉ ሰላም ን ጥዕና ን ንዓኻ ጽቡዐቕ ስራሕ ቀጽሎ
ቡሩክ ሰንበት ይግረና❤❤❤❤💛💛💛💛💊💊💊💊💊💊💊💊💝💝💝💝ካኩ😂😂🎉🎉
በሓቂ ንፉዕ ደራሳይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ሓወይ
Welcome ደቂ ኤረይ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቱም ሰባት ካብ ዓርቢ ጀሚርና ምስ ተጸበና ኮሙና እንኳዕ ደሓን መጻእኩም እታ ንፈትዋ ብልጽቲ ተዋሳኢት ዕንሹ ስለ ዘምጻ እኹ ማ ነመስግን ።ኣምላኽ ይባርከኩም አሜን😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤👌✋️✌️👍😁💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
btaemi desdebl enshu amxikuma hji meqeret wesika