NEW 2026 ERI SITCOM 'MEWEALTI - መዋዕልቲ' PART 116 (BY BRUNO)
ADVERTISEMENT
Comments 100
charles_sandoval:
ኣደይ ፅገ ሃና ክንሪአን ንደሊ እለና😁ይምፃኣ ትብሉ👍
More Like This
0:23
Bro is listening for the key words 😭
Comedy
0
100
1:28
😂😂😂 #funny #comedymove #comedy #comdeyclub
Comedy
1.7k
22
25:03
FAMILIA Full episode [ 11 ] #love
Comedy
9.9k
100
0:43
Ranking Rumie Moments #kpop #funny #rumi #shorts #jinu
Comedy
5.4k
0
2:40
Do you like women like that?
Comedy
0
54
26:16
DOUBLE DOUBLE EPISODE 6 FEATURING KYEKYEKU, OPOKU BILSON, MIKE JAY, PABLO
Comedy
746
0
25:33
JOHN AND TELLY 💓 EPI 14 💓 VIVIAN JILL.JENNY. 39/40. MIKE J. IDDI AND MORE
Comedy
1.4k
0
2:57
Troubletwins1 #comedy #funny #trending #shortvideo #youtubeshorts #viralvideo #youtube #shorts
Comedy
14.6k
0
You've reached the end
ኣደይ ፅገ ሃና ክንሪአን ንደሊ እለና😁ይምፃኣ ትብሉ👍
ኣየወ ኣብዚ ዘሎ ትርጉም ዘለዎ ቃላት ሰብ ፊልሚ ኢሉ ይሓልፎ ይከውን ፊልሚ ዘይኮነ ግን ንዝርድኦ ዓቢ ትምርቲ ኢዩ ትቀጽል ትብሉ እስከ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ኩሉ ጽቡቅ እዛ ክራር ደርፊ ሚስ ኣተወታ ጽብቅብቅ ኢላ እታ ዕርዶም ክህበካ ኢየ ዝበሎ ንኩሮ ደርፊ ኣዝዩ ጥዑም ድምጺ ተስፋ ዘለዎ ኢዩ ዕድላት ክትከፍተሉ ተስፋ ኣለኒ ንክራሪስት ኩሮ ንጽገን ደስ ዝበለኩም ግጨዉኒ ደቂ ዓደይ ምዓረይ
ከማይ ዝናፍቃ እስቲ 😘👍
ታማ ትማሊ ትፅብይ ዝወዓልኩ ሎሚ እንታይ ድዩ💝💊💊💊💊💊
መዋዕልተይ🤞 ኩሮ ክዓቢ ኣለዎ ትብሉ👍
ክቡር ደራሲ ብሩኖ እንዳ ስዋን ደርፍን በዚሑ ፡ እቲ እንዳ ስዋስ ደለ ምኾነ ዕላል እንተለዎ እዩ ግን ፡ እንዳ ስዋን ክራርን መካይድቲ እኳ እንተኾኑ እቲ ደርፊ ክራር ግን በዚሑ ቁራጽ ደርፊ እንተዝኸውን ኣይምሓሸን።
እዚ ብዓል ክራር ደስ ክብል ናይ ቀደም አብ ገዛዉትና ክንደርፍ ኮሎና አዘኪርካኒ ብጣዒሚ ነፍዑ ኢካ ቀጽሎ ብሉጽ ክትከውን ተስፋ ይገብር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፊጣሪ 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🌟🌹🌺🌟🌹🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ኣቦይ ጽጋቡ ምኽሪ ጽብቕቲ ምኽሪ እያ ሰብኣይ ተሕምቕ ሰብኣይ እንተኮይና ማለት እንዳፍቀርካ ብጥበብ ተወዲኣ ሰላም እያ ትኸውን ባእሲ የለ ገለ የለ 👍🏼👍🏼👍🏼
❤❤❤መዋዕልትይ ተናፈቅት ኢንታይ ዳኣ ትንጉዩና ኣለኩም ቀዳም ቀዳም ዶ ኣይኮንኩምን ትዙርጉሑልና ኣይነበርኩም ን
😂😂😂asey ftawey srah rekiba ablelomm😂😂
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Well come mewaelti enkua bselam mexaekum edmen tienan yhabley nkulom sinetibewan hagerna nice job bihaki gelaxi srah mesati srah kibret yhabley Bihaki gize ab gizie sideluna derasi Bruno Arbi Kem kedema siddlena kedam mis konet fah elatna arbi eske misay tisemae like ngber
ወይ ጽገ ክክክክክክ ኣይትስኣኑ ኩሉኹም ❤❤❤❤❤❤
welcome ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 tmali kxbyekum weli
❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መዋእልቲ ቁጽሪ 1 👍🙏❤️🇪🇷
ሚልካ ክብዛ እንዳ ስዋ ውጺ ኣቲ ብሩር ጓለይ 🌹🌹🌹❤️❤️❤️
my people like share endageberna ❤🎉
እንቖዕ ደሓን መጻኩም ትማሊ ተጸብየኩም ነይረ ግን ደሓን ኩሉ ሓደ እዩ ሕጂ ዝመጻኩም 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪