ዕለታዊ ዜና ስፖርት ሰንበት 21 ሰነ 2026፦ 2 ሸቶታት ኲንያ ዝለወጣ ብራዚል ንሀይቲ ረቲዓ // ኣሜሪካ ንሜክሲኮ ስዒባ ሓሊፋ // ሞሮኮ ተዓዊታ...ሓኪሚ?
ADVERTISEMENT
Comments 100
rebeccareynolds895:
EMMA ኣነ ትግራዋይ እንድየ ወዲ በለሳ መደባትካ ክከታተል ፍሉይ ህርፋን ዘለኒ እየ ኣባካ መ…
More Like This
1:39:24
🔴#LIVE: YANGA WANAMTANGAZA NYOTA MPYA USIKU HUU
Sports
390
0
14:43
UCHAMBUZI MKALABOKO | YANGA WAMELETA NAMBA SITA MPIMA UMRI | WAPINZANI WAJIPANGE
Sports
206
0
11:49
Girona vs Arsenal 1-4- HL & GoaIs - Friendly Match 2026
Sports
2.9k
44
0:53
Why Ronaldo Couldn't Ignore Yamal's Bold Challenge
Sports
19.7k
0
0:55
Jamaica Stuns World No. 1 Australia to Reach Commonwealth Games Final!
Sports
2.9k
0
8:05:48
Caymanas Park Jamaica | Saturday, August 1, 2026
Sports
368
0
2:18
Navajo Stirling Octagon Interview | UFC Belgrade
Sports
749
100
0:42
Can a Normal Person Run Faster Than Yamal?
Sports
66.2k
100
You've reached the end
EMMA ኣነ ትግራዋይ እንድየ ወዲ በለሳ መደባትካ ክከታተል ፍሉይ ህርፋን ዘለኒ እየ ኣባካ መደባትካ ጽቡቅ ገይረ እየ ዘስተማቅሮ 6 ተ ዓመት ተከታታሊካ እየ ኩሉ ግዜ መደባትካ ጽፉፍ እዩ ናብ ረዘን ማዓልቲ ሰማእታት ድማ ንኩሉኩም ኤርትራውያን እንቃዕ ኣብጻሓኩም ክብል ይፈቱ ሰማእታት ወትሩ ይዘከሩ " PEACE AND LOVE ❤❤
ኤማ ኣበይ ጠፊኡ ሎሚ ክብል ውዒለ ፡ ጽቡቅ ጌርካ ሰማእታትና ንዘልኣለም ይዘከሩ 😢
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና😢 ኤማ ዓቢ ሰብ ይርደኣና እዩ ዓቢን ረዚንን ዕለት ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ እዩ 20 ሰነ🇪🇷💪🏼✊🏼✊🏼🫶🏼🫶🏼🙌🏼
🕯️ 20 ሰነ🕯️ ዘልእለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
ኤማ ኤርይትራዊ ኣብ ልዕሊ ስዉኣትና ዘለካ ክብሪ ክብረት ይሀብካ ዘላለማዊ ዝክሪ ንስዋትና
ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ኤማ ክቡር ሰብ።
ኤማ ሑቡን ኤርትራዊ 🎉
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ጀጋኑና❤🙏
Respect ❤❤❤❤
Bhaki kubur seb ❤❤❤ semaetetna wetru ab libna 🎉🎉🎉
RESPECT EMA🇪🇷
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ema wellcom ❤
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰእታትና
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማኣታትና tanks Emma tube
wellcome Ama❤ ሰለ ንሰማእታትካ ክብሪ ሂብካ ሰራሕካ ደው ዘበልካ ንዓካ ውን ክብሪ ይሃብካ🎉🎉🎉
ዘልኣለም ክብሪ ንጀጋኑና
Keep going Ema hawna and respect for the June 20 Martyrs' Day
Ema ablali medebatka nayswaetna zhebkayo kbri kbri wesikalu ❤❤❤❤❤
Respect Emma🫡🕯🇪🇷🕯
🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉 ኣብ ዘሃለና ሃሊና ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና። ኤማዊ ጽቡቁን ጽፉፍን ስራሕ የቀንየልና❤❤❤