ጓል ሃገረሰብ 15 ክፋል ፊልም | Gual Hagereseb A Film By Shro Art Production | part 15 New Eritrean Movie 2026 #TigriyaFilm #eritreanmovie #eritreanfilm #eritreanfilm #bfqrihatie #erionetouchentertainment #eritreanfilm #tigrinamusic #neweritreanfilm #eritreanfilm2026 #ethiopianmovie #ethiopianfilms #newethiopianfilm #eritreanfilm #eritrean #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestmusic #tigrinamusic #eritrea #eritrean #neweritreanfilm #neweritreanmovie #new #eritreanbahlawiderfi #besteritreanguayla #tigrinamusic #eritreanbestguayla #eritreanbestmusic #hdmonanebarit #bahgnatv #natimedia #atamedia #alenawaltahager #eritv #neweritreanmusic2026 #neweritrean #neweritreandrama #neweritreanvideo #neweritreancomedy #eritreanbestmusic #eritreanbestdrama2026 #eritreanbestdrama2026 #ethiopianbestmusicsandentertainment #habeshaculture #habeshatiktok #habeshabeuty #habeshamusic #eritreanbestfilms #eritreantiktok2026 #eritreannews #eritreannewsong #tigrinamusic #eritrean #eritreanbestmusic #eritreanmovie #eritreanfilm #eritreancomedy #ethiopianfilm #neweritreanmovie #neweritreanmusic2026 #neweritreanvideo #neweritreandrama #neweritreancomedy #besteritrean #besteritreanguayla #eritreancomedy #neweritreanfilm #habeshafilm #neweritreanfilm #hdmonanebarit #yonasmaynas #neshnesh #eritrea #eritv #eritreanews #bahgnatv #neweritreanmovie #neweritreancomedy #eritreanfilm2026 #starentertainment #artstvworld #ethiopianews #dawiteyob #erisat #buruktv #saeyet #minewshewa #mahdernaentertainment #aledamedia #neshnesh
ADVERTISEMENT
እስከ ነዛ ፊልም ፈቲናያ ኢና ትቀጽል ከይተቃርጽዋ ትብሉ 👍😉
❛❛❛ ነዚ ገበን ሓወቡኡ ዓንደ እዩ ፍጺምዎ ትብሉ 👍🏼 ጽቀጥ ❜❜❜
ምኪኤል ኣቦይ ስደትና ይሕጽረልና ግጽ ስድራና ዓድና ይርእየና
ዳን ያሆ ❤ዳን ዝብል እስከ ኣብዚ ላይክ ይርገጽ❤
ደራሲ ግን ሓደራ ዳኒ ዓርኪ ሃረን ዝኮነ ኮይኮዉን😢❤ ኣቶ ስባሃት ስለ ዝረኦዮ😢😢
ቅድስት ድንግል ማርያም ውሕስንጠበቃን ትኹነና
ተጋሩ ኣለኩምዶ ኣድነቅቲ ናይታ ፊልም🎉🤞🇻🇳
አረ ማመት ትወፅእ እንሆዋ ትብሉ ላይክ
እቶም ተዓዘብቲ ትግርኛ ተዛረብቲ መበቆሎም ካብ ክልተ ዓዲ ቀደም ዝነበሩ መላፍንቲ ዓሚ ዝነበሩ ተቃተልቲ ሎሚ ግን ርኤዮም ኣብ ሓደ ምኣዲ ክቃደሱ ነቲ ቅዱስ ሃብቲ ኣመዝግንዋ በሉ’ስከ ነዛ ቅድስቲ ማዓልቲ ካብ ኩለን ፍልይቲ ህያብ ናይ ኣቦይ እዝጊ ካብ ማርያም ኣስመረይቲ ክሳብ ማርያም ኣክሱም እታ ጥንታዊት ሃወልቲ ሰላም ክከውን እዩ ኣቱም ደቂ ዓበይቲ ኩልና እንተ ኮይና ኣመስገንቲ ኩልና’ወ እንተ ተማሂርና ካብ ሕሉፍ መስዋእቲ ምትህልላክ ገዲፍና ክንከውን መማክርቲ ምንዕዓቅ ገዲፍና ክንከውን መዋስብቲ ብኡ ኣቢልና ክኣ ዕንበባ ሰላም ክንተክል ኣብቲ ኣብ ዶብ ዘሎ ዓዲ እዞም ተዓዘብቲ ደቂ ክልተ ዓዲ ነዛ ድራማ ኣብ ርእሲ ጽባቒኣ ድምቀት ሂቦማ ኣለዉ ። ቐጽልዎ ፍቅርን ሰላምን ክኣ ኣቦይ እዝጊ ይውርደልና ❤❤ ደራስን ተዋሳእትን’ውን ጽቡቕ ስራሕ ቐጽልዎ ! ኣብ ስራሕኩም ድማ ዓወት:ፍቅሪ :ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም!
እንካዕ ዳሓን መፃኣኩም ጎረቤቶቿን እዛ ፊሊም ክሳብ ትመፅእ ብጣዓሚ እየ ዝህንጠ ከማይ ዘለኩም እሰከ ላይክ❤😅
ንሃረን ዝወቆዖ ሓውኣቡኡ እዩ ማለት ድዩ 🙄
ሰላም ታካተልቲ አዛ ፊልሚ ሓስብ ልብኩም ይሰመረለኩም🎉❤
ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣብ ዘለኩሞ ትሓልኩም ቡሩካተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ❤
ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝጽበያ ብዙሕ ኣሎ። ኣብ ውሽጢ 10 ካልኢት ልዕሊ 1400 በጺሓ።ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ፍልም ምኻና ዘመስክር ኢዩ። 🇪🇷❤🇪🇷💓🇪🇷💪🇪🇷🤝
መን እዩ ከምዝኸማይ ሰሉስን ዓርብን ብጣዕሚ ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ❤❤❤🎉🎉🎉
ሓወይ ኣይከብደንን አዩ ደስ ትብል ቃል.❤🇱🇾🇪🇷
ከምዚኻማይ ፍልሚዝተመችያቶ ግንዶሞ ዝሓፀረቶ ላክ ይበል😂❤
ገለ ዓይነት ፊልሚ ዳኒ ክዕወት ኣለዎ😢
ሓዊ ሓዊ እምበር ጨንያ ዛፊልሚ👌
ንሃረን ዝወቅዕዎ ዞም ዓብዪ ሰብኣይ እዮም ዝኮኑ