NEW 2026 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 114( BY BRUNO )
ADVERTISEMENT
Comments 100
nicholas_bell:
ቃል የለን! ኣዝዩ መሳጢ ስራሕ። ኪኖ-ጥበብ ኤርትራ ንዘለኣለም ትንበር።"🇪🇷
More Like This
21:38
DUNIA SEASON 02 ( EP 42
Comedy
1.5k
0
2:42
maiti #youtubeshorts # #comedy #whowillbemylifepartnerta #youtubetrendingshorts
Comedy
1.1k
0
2:00
DADA WA KAZI PART 1 #majundocomedytv #viral #youtubeshorts #comedy #facts #coolvideo
Comedy
3.0k
0
31:06
MEMKWA SCHOOL {EP36}
Comedy
8.2k
100
0:55
Crocodile 🐊 backflip challenge #funny #comedy #lovenlaugh #usa #uk #england
Comedy
2.8k
3
0:59
Well the transition worked on him very well 😂😂😍 #foryou #comedy #funny #baby
Comedy
7.8k
0
53:46
New Eritrean comedy 2026 #Bemnetu #Dawit Eyob #ብእምነቱ #ዳዊት እዮብ
Comedy
1.8k
0
2:33
After being bitten by a dragonfly, the man gained superpowers #movie #hero #viralvideo
Comedy
43.2k
100
You've reached the end
ቃል የለን! ኣዝዩ መሳጢ ስራሕ። ኪኖ-ጥበብ ኤርትራ ንዘለኣለም ትንበር።"🇪🇷
1ይ ዮሐንስ 4:7 ኣቱም ፍቁራተይ፡ ፍቕሪ ኻብ ኣምላኽ እያ እሞ፡ ንሓድሕድና ንፋቐር። ዜፍቅር ዘበለ ዅሉ ኻብ ኣምላኽ እተወልደ እዩ፡ ንኣምላኽውን ይፈልጦ እዩ። 8 ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ እሞ፡ እቲ ዘየፍቅር ንኣምላኽ ኣይፈልጦን እዩ። 9 ኣምላኽ፡ ብእኡ ምእንቲ ብህይወት ክንነብር ኢሉ፡ ነቲ ሓደ ወዱ ናብ ዓለም ብምልኣኹ፡ እታ ፍቕሪ ኣምላኽ ንኣና በዚ ተገልጸትልና።10ኣምላኽ ባዕሉ ስለ ዘፍቀረና፡ ብናይ ሓጢኣትና መተዓረቒ ኪኸውን ኢሉ ድማ ወዱ ስለ ዝሰደደልና እዩ እምበር፡ ንሕና ንኣምላኽ ስለ ዘፍቀርናዮ ኣይኰነን፡ እታ ፍቕሪ በዚ እያ።11ኣቱም ፍቁራተይ፡ ኣምላኽ ከምዚ ገይሩ ኻብ ኣፍቀረናስ፡ ንሕናውን ንሓድሕድና ኽንፋቐር ይግብኣና እዩ። 12ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረአዮ ከቶ የልቦን፡ ንሓድሕድና እንተ ተፋቐርና፡ ኣምላኽ ኣባና ይነብር፡ ፍቕሩውን ኣባና ትፍጸም።
ነዚ ብዓል ክራር ቀጻሊ ኣምጽዎ ምስ ክራሩ ናፍቆት ኣሎና ኣብ ስደት ዘለና 🥺
መዋዕልቲ ሕጂ ኽዓ ማራ ንመንእሰይ ስሓብን መዘናገዕን ክራሪስት ብምሕዋስኩም ብጣዕሚ ኣድኒቐኩም ክራሪስትግን ደጋጊምኩም ኣምጽኡልና ትብሉ እስኪ👍👍☝️☝️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 GOD BLESS GREAT ERITREA 🇪🇷 AND THE PEOPLE, THE LAND OF HEROES 👍
ደቂ ኤረይ እድመነ ጥዕናን ይሃቡኹም❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤ ይመቹይኮም ብፍላይ ሌላ ምተመለሰት
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ኩሉኹም❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bsim mewaelti like 👍
ዓካተይ ሽኮር❤❤❤❤
መዋዕልቲ ብጣዕሚ ደስ ትብለካ ብርሃነ ክፍሉ ብርዕኻ ተሰስን ኩሎም ተዋሳእቲ ሓያላት እዮም ብፍላይ እቶም ቆልዑ እሾክ ዓካት ኣደይ ብጫ ምስ ጋልጋለን ምስ ተሓዎስኦ ዝያዳ መቀረት ጌራ❤🎉🇪🇷♥️🎉🎉🎉🎉
ንዕርዶም ዝፈቱ🎉❤❤❤
ኣቱም ተናፈቅቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂
ደቂ ሪመይ እንቃዕ ብሰላም መጻኹምና ብርሂን ሓወይ ምሃሪ ዝኾነ ፍሊም ሓንቲ ክሓተካ እባ ንሌላ እባ ምለሳ ናፊቅናያ❤❤❤
ከምናይ ከሰተ ልዙብ ዘረባ ተዛረቡ ሰብ ሓዳር❤❤❤
Merhba...deki..eri❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ወይ ፍታው ኩላ ከማይ ስንግል ትኹን ወይ ቅንኢ
❤🎉❤🎉❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራናን የሕዋትናን❤🎉❤🎉❤